Fana: At a Speed of Life!

ምምሕዳራዊ ፍትሒ እምነ ኩርናዕ ማሕበራዊ ፍትሒ ኢዩ-ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳራዊ ፍትሒ እምነ ኩርናዕ ማሕበራዊ ፍትሒ ኢዩ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም።

እቶም ኣፈ ጉባኤ ነዚ ዝበሉ ሚኒስትር ፍትሒ ዘሰናደኦ ኣብ ኣዋጅ ስነ ስርዓት ምምሕዳርን ፖሊሲ ሽግግር ፍትሒን ኣብ ዝተሳለጠ መድረኽ ዘተ ኢዩ።

ሰብኣዊን ዴሞክራሲያዊን ፍትሒ ዜጋታት ብዝተማልአ መገዲ ንምትግባር ፖሊሲ ሽግግር ፍትሒ ዘይትካእ ግደ ከምዘለዎ ተገሊፁ።

ምምሕዳራዊ ፍትሒ እምነ ኩርናዕ ማሕበራዊ ፍትሒ ኢዩ ክብሉ እውን እቶም ኣፈ ጉባኤ ተዛሪቦም።

ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጢሞቲዮስ (ዶ/ር)፥ ዕላማ እቲ መድረኽ ኣብሪሆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.