Fana: At a Speed of Life!

ምስረታ ጉባኤ መንግስቲ ክልል ሲዳማ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስረታ ጉባኤ ሓዱሽ መንግስቲ ክልል ሲዳማ ምክያድ ጀሚሩ።

ኣብቲ ጉባኤ ሰለስቲኦም ኣካላት መንግስቲ ማለት እውን መውፅኢ ሕጊ፣ ተርጓሚ ሕጊን ኣፈፃሚን ክሽየሙ ኢዮም፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ ካቢኔ መንግስቲ እቲ ክልል ንምጥያሽ፥ ርእሰ ምምሕዳር፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽን ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓታትን ክሽየሙ ኢዮም ዝብል ትፅት ኣሎ፡፡

በርናባስ ተስፋዬ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.