Fana: At a Speed of Life!

“ምስ ሰብ መዚ ኣሜሪካ ውፅኢታዊ ልዝብ ኣካይድና” – ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ናይ ዝርከባ ሃገረ ስብከታት ጳጳሳት

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ሰብ መዚ ኣሜሪካ ውፅኢታዊ ዘተ ከምዛዘካየዱ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ናይ ዝርከባ ሃገረ 12 ስብከታት ሊቃነ ጳጳሳት ኣፍሊጦም።

ኣብ ዝሓለፉ ኣክልተ መዓልቲታት ምስ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣሜሪካ እናተዛተዩ ዝፀንሑ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ዝርከባ 12 ሃገረ ስብከታት ዝመርሑ 12 ሊቃነ ጳጳሳት፥ ውፅታዊ ልኡኽቶ ምፍፃሞም ኣብ ዘውፅኡዎ መግለፂ ገሊፆም።

ህወሓት ብዝጀመሮን ሕዚ እውን ናብ ግዝኣታት ዓፋርን ኣምሓራን ዘስፋሕፈሖ ኲናት ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ዜጋታት ከምዝተቐተሉ፣ ከምዝቖሰሉን ከምዝተመዛበሉን ነቶም ሰብ መዚ ዝገለፁ እቶም ጳጳሳት፥ መንግስቲ ባይደን ትኽክለኛ ቅዋም ብመሓዝ ንህወሓት ከቀባጥር ከምዘይግበኦ ሓቲቶም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.