Fana: At a Speed of Life!

ሰነድ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ብወግዒ ንህዝቢ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ዘዳለዎ ሰነድ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ብወግዒ ናብ ህዝቢ ዕላዊ ተገይሩ።

እቲ ትልሚ ብቀንዱ ብድረ-ገፅ (http://www.pdc.gov.et/#/tenyearplansection)  እቲ ኮሚሽን ኣቢሉ ንህዝቢ ዕላዊ ከምዝተገበረ ድማ ተሓቢሩ።

ብተወሳኺ ብመልክዕ መፅሓፍ ዝተሰናድአ ሰነድ ድማ ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ከይዲ ሕትመት ዘሎ እንትኸውን፥ እቲ ከይዲ ምስተዛዘመ ናብ ህዝቢ ክበፅሕ ክግበር ኢዩ።

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ኣብ ኣተገባብራ ትልሚ ልምዓት ዝነበሩ ክፍተታት ከምኡውን ዝተመዝገቡ እወንታዊ ጎኒታት ኣብ ግምት ብምእታው ኣብ ዝቕፅሊ 10 ዓማውቲ ጉዕዞ ብዕፅግና ኢትዮጵያ ንምስላጥ ንክሕግዝ ዝተዳለወ ትልሚ ከምዝኾነ ካብቲ ኮሚሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.