Fana: At a Speed of Life!

ሰዋሰው መልቲሚዲያ ምስ ዩኒቨርሳል ሚዩዚክ ግሩፕ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰዋሰው መልቲሚዲያ ምስ ዓለም ለኸ ኩባኒያ ሙዚቃ ዩኒቨርሳል ሚዩዚክ ግሩፕ(UMG)  ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ።

እቲ ስምምዕነት ኢትዮጵያውያን ድምፃውያን ኣብ ዓለም ለኸ ዕዳጋ ሙዚቃ ነምንባር ከምዝሕግዝ ሰዋሰው መልቲሚዲያ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ ኣፍሊጡ።

ብተወሳኺ ኢንዱስትሪ ሙዚቃ ኢትዮጵያን ስራሕቲ ሙዚቃ ኢትዮጵያን ዝረኣዩ ባህሊታት ንማሕበረሰብ ዓለም ንምቕራብ ዘኽአል ኢዩ ተባሂሉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.