Fana: At a Speed of Life!

ስሩዕ ጉባኤ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ህዝብታት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስሩዕ ጉባኤ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ህዝብታት ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ ቤት ምኽሪ፥ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ መደባት ኣፈፀምቲ ኣካላት፣ ፀብፃብ ላዕለዋይ ቤት ፈርዲን ዋና ኢዲተርን ከምኡውን ትልሚ በጀት ዓመት 2015ን ካልኦት ኣዋጃትን መርሚሩ ከፅድቕ ኢዩ ዝበል ትፅቢት ኣሎ።

ኣብቲ ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ ጉባኤ ሹመታት እውን ክፀድቁ ኢዮም ተባሂሉ።

በበርናባስ ተስፋዬ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.