Fana: At a Speed of Life!

ስርዓት ትምህርቲ ሃናፂ ሃገር ንምግባር ቆራፃት ኢና – ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ትምህርቲ ሃናፂ ሃገር ንምግባር ቆራፃት ኢና ክብሉ ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ተዛሪቦም።

ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ፥ “ንሕድሕድና ከይንተኣማመን ዝገበረና ስርዓት እዋኑ ተወዲኡ ፅሬት ዘለዎ ትምህርቲ ንኹሉ ንምብፃሕ ሙሉእ ዓቕምና ናብ ስራሕ ንኣተወሉ እዋን ተቓሪቡ ኢዩ” ኢሎም።

ስርዓተ ትምህርቲ ሃናፂ ሃገር ንምግባር ቆራፃት ከምዝኾኑ እውን ገሊፆም፡፡

እቶም ሚኒስትር እዚ ዝበሉ፥ ካብቲ ሚኒስቴር ቤት ዕዮን ተፀዋዕቲ ትካላትን ተውፃእፂኦም ናብ ግምባር ዝዘምቱ ወለንታውያን ዘመትቲ ኣብ ዝተገበ ምፍናው ኢዩ፡፡

ኣብቲ መድረኽ ንሰራዊት ምክልኻል መርሃ ግብሪ ልገሳ ደም ተኻይዱ፡፡

ብይስማው ኣደራው ተወሳኺ ሓበሬታ ሚኒስቴር ትምህርቲ

ከባኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.