Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ጉጅለ ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚኒስትር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብዓይነቱ ፈላማይ ምስ ዝኾነ ጉጅለ ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚኒስትር ተዛቲዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ “ብዓይነቱ ፈላማይ ምስ ዝኾነ ኣማኻሪ ጉጅለ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣኪበ ተዘራሪበ” ክብሉ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ገሊፆም።

ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ጥንኩራት እታወታት ኣብ ምምፃእን ንትግበራ ክኾኑ ዝኽእሉ ሓሳባት ኣብ ምፍልፋልን ስራሕቲ ንኽስርሑ ኣንፈት ከምዘቐመጡ እውን ኣብሪሆም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.