Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንፕሬዚዳንት ኤርዶሃን መልእኽቲ ታሕጓስ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ ኣብ ዝተገበረ ፕሬዚዳንታዊ ምርጫ ሩርኪ ዳግም ንዝተመረፁ  ሬሲፕ ኤርዶሃን መልእኽቲ ታሕጓስ ኣመሓላሊፎም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ “ዳግም ብምምራፆም እንኳዕ ደስ በሎም” ኢሎም።

ርክብ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ቀፃሊ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ብሓባር ንምስራሕ ድልው ምዃኖም ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.