Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ትግራይ ደገፍ ንዘድሊዮም ወገናት ዝኸውን 216 ሺሕ ብር ደገፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ትግራይ ደገፍ ንዘድሊዮም ወገናት ዝኸውን 216 ሺሕ ብር ደገፍ ገይሮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ክብ ሽይጣት መፅሓፎምን ካብ ወርሓዊ መሃየኦምን ብምቕናስ ከምዝለገሱ ተገሊፁ።

ብተወሳኺ ሰለስተ ማይ ዘመለልሳ ተሽከርከርቲ ቦቲታት ነቲ ጊዚያዊ ምምሕዳር ኣረኪቦም።

ነቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ብምውካል እቲ ደገፍ ዘረከባ ሓላፊት ቢሮ ጉዳያት  ኮሚኒኬሽን ወይዘሮ እቴነሽ ንጉሴ ኢየን።

ካልኦት እውን ነዚ ሰናይ ተግባር ብምስዓብ ንዝተፀገሙ ወገናት ክሕግዙ ፃውዒት ቀሪቡ።
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.