Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ዴቪድ ማልፓስ፥ ኮቪድ-19 ዘስዕቦ ኢኮኖሚያዊ ምንጋዕ ምክልኻል ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ብምድሃብ ተዛቲዮም።

እቶም መራሕቲ ኣብ ዘሳለጥዎ ዘተ፥ ልቓሕ ዝኽፈለሉ እዋን ብዛዕባ ምንዋሕን ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ዘኽእል ተወሳኺ ደገፍ ገንዘብን ብዝምልከት ከምዝተላዛቡ ተሓቢሩ።

ብተወሳኺ ከጋጥም ዝኽእል ኢኮኖሚያዊ ምንጋዕ ንምክልኻል ዘኽእል ስጉምቲታት ብዝምልከት ዘተ ከምዝገበሩ ተገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.