Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ኣመራርሓ ክልላት ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቀፀልቲ ሰለስተ ኣዋር ብዛዕባ ዝፍፀሙ ተግባራት ብዝምልከት ምስ ኣመራርሓ ክልላት ይዛተዩ ኣለዉ።

እቲ ዘተ ኣብ ሃገራዊ፣ ቀጠናን ጂኦፖለቲካዊን ጉዳያት  ዘተኮረ እንትኸውን ንቐፀልቲ ክልተ መዓልታት ከምዝፀንሕ  እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፅ ፅሒፎም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.