Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ሕጊ ናይ ምኽባር ወፍሪ ከምዝተዛዘመ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ሕጊ ናይ ምኽባር ወፍሪ ከምዝተዛዘመን ደው ከምዝበለን ኣፍሊጦም።

ቀፃሊ ትኹረትና ነቲ ክልል መሊስካ ምህናፅን ሰብኣዊ ደገፋት ምብፃሕን ከምዝኾነ እዉን ገሊፆም።

ፖሊስ ፌዴራል ብሕጊ ዝድለዩ ገበነኛታት ኣባላት ህወሓት ኣብ ቁፅፅር ናይ ምውዓል ስራሕ ከምዝሰርሕ ገሊፆም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.