Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ኩባ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ኢትዮጵያ ምስ ዝመፅኡ ምክትል ፕሬዚዳንት ኩባ ሳልቫዶር ቫልዴዝ ሜሳ ክልተኣዊ ልዝብ ኣካይዶም፡፡

ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ክልቲኦም ወገናት ኣብ ዓውዲ ሕክምና፣ ግልጋሎት ቱሪዝም፣ ትምህርቲን ልምዓት ኢንዱስትሪታት ሽኮርን ዝተጠናኸረ ምትሕብባር ኣብ ዝህልወሉ ኩነታ ትኹረት ከምዝገበሩ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀደማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.