Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ክሊ ምርጫ ምስ ፕሬዚዳንታት ክልላትን ኣመራርሓ ምርጫ ቦርድን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክሊ ምርጫ ምስ ፕሬዚዳንታት ክልላትን ኣመራርሓ ምርጫ ቦርድን ተዛቲዮም።

ኣብቲ ዘተ፥ ፍፃመታት ምርጫን ዕንቅፋታትን ገምጊሞም።

ብተወሳኺ ድልውነት ጣቢያታት ምርጫን መረፅቲ ኣብ ዝተረፉ ጊዜታት ንክምዝገቡ ዘኽእል ኣንፈት ተቐሚጡ።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኩሉ ሰብ ምርጫ ካርድ ንክወስድ ብምትብባዕ፥ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ዴሞክራሲያዊነቱ ምርግጋፅ ናይ ኩላትና ሓላኣፍነት ኢዩ ክብሉ ኣተሓሳሲቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.