Fana: At a Speed of Life!

ቅልጡፍ ኣገልግሎት ኢንተርኔት 4ጂ ኣብ ግድብ ህዳሰን ከባቢኡን ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ምዕራብ ሪጅን ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ግድብ ህዳሰን ከባቢኡን ቅልጡፍ ኣገልግሎት ኣድቫንስ ኢንተርኔት 4ጂ ኤል.ቲ.ኢ ኣጀሚሩ።

ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ወይዘሪት ፍሬህይወት ታምሩ እቲ ኣገልግሎት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ኣሶሳ ተረኺበን ብዕሊ ዘጀመራ እንትኾና፥ ኣብ ምዕራብ ሪጅን ዝርከቡ ከባቢታት ግድብ ህዳሰ ሓዊሱ ኣብ ዞባ መተከል ከተማታት ግልገል በለስ፣ ኣሶሳን ባምባሲን ተጠቀምቲ እቲ ኣገልግሎት ኮይነን።

በቲ ኣገልግሎት ልዕሊ 108 ሺሕ ዓማዊል ተረባሕቲ ክኾኑ ኢዮም ምባለን ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.