Fana: At a Speed of Life!

ቅርስታት ኢትዮጵያ ንምምላስ ፃዕሪ ይግበር ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣውሮፓ ንጨረታ ዝቐርቡ ቅርስታት ኢትዮጵያ ንምምላስ ፃዕሪ ይግበር ከምዘሎ ኮሚቴ ምምላስ ገሊፁ።

ኣባል እቲ ኮሚቴ ኣሉላ ፓንክረስት (ዶ/ር)፥ ኣብ ሃገረ እንግሊዝ ጥራሕ ኣብ 27 ሙዚየማት ቅርስታት ኢትዮጵያ ከምዘለዉ ሓቢሮም።

ብመሰረት እዚ ነቶም ቅርስታት ንምምላስ ፃዕሪ ይግበር ከምዘሎ ምግላፆም ግዜኢ ፀብፂቡ።

ብፍላይ ኣብ ኢድ ውልቀ ሳባት ዝርከቡ ታሪካዊ ቅርስታት ኢትዮጵያ ንጨረታ ይቐርቡ ከምዘለዉ ብምግላፅ፥ ካብቲ ጨረታ ብምኽልካል ናብ ኢትዮጵያ ነክምለሱ ፃዕርታት ይግበር ኣሎ ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.