Fana: At a Speed of Life!

ቅርንጫፍ ቤት ፅሕፈት ትሑት ከፈልቲ ግብሪ ምብራቕ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፉ 7 ኣዋርሕ ልዕሊ 3 ቢሊየን ብር ኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅርንጫፍ ቤት ፅሕፈት ትሑት ከፈልቲ ግብሪ ምብራቕ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፉ 7 ኣዋርሕ 3 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ኣኪቡ።

ኣካያዲ ስራሕ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ገዛኻኝ ታምሩ ከምዝበልዎ፥ ኣብ ኣተኣኻኽባ እቲ ግብሪ 116 ሚኢታዊ ብምፍፃም ውፅኢታዊ ስራሕ ተፈፂሙ ኣሎ።

ዘለዉ ጥንካረታት ብምዕቃብ ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም ልዕሊ 4 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ንምዕዋት ከምዝስራሕ ምዝራቦም ካብ ሚኒስቴር እቶት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.