Fana: At a Speed of Life!

በዓል ኢሬቻ ምኽንያት ብምግባር ምስ መዳርግቲ ኣካላት መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ በዓል ኢሬቻ እዚ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ምስ መዳርግቲ ኣካላት መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ።

እቲ መድረኽ ዘተ በዓል ኢሬቻ ብሰላማዊ መገዲ ንኽኽበር ግደ መዳርግቲ ኣካላት ዝምልከት ከምዝኾነ ተገሊፁ።

በዓል ኢሬቻ እዚ ዓመት ኩሎም ብሄር ብሄረሰባት ብዘሳተፈ መልክዑ ንኽኽበር ፃውዒት ቀሪቡ።

እየተካሄደ በሚገኘው የፓናል ውይይትም አባገዳዎች፣ ሃደ ሲቄዎች፣ የሃይማኖት አባቶች ፣ ወጣቶችና ሴቶች በመሣተፍ ላይ ይገኛሉ ሲል ኢዜአ ዘግቧል

ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣባገዳታት፣ ሃደ ሲቄታት፣ ኣቦታት ሃይማኖት፣ መናእሰይን ደቂ ኣንስትዮን እናተሳተፉ ከምዝርከቡ ግዜኢ ፀብጺቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.