Fana: At a Speed of Life!

ቢሮ ዕድል ስራሕን ክእለትን 105 ዘበናዊ ትራክተራት ንማሕበራት ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ዕድል ስራሕን ክእለትን 105 ዘበናዊ ትራክተራት ን105 ማሕበራት ኣረኪቡ።

እተን ትራክተራት ብልዕሊ 246 ሚሊየን በር ዝተዓደጋ ከምዝኾና ተገሊፁ።

እቲ ቢሮ ምስ ባንኪ ስንቄ ብምትሕበባር 10 ሚኢታዊ ንዝዓቖሩ ማሕበራት እተን ዘበናዊ ትራክተራት ከምዘረከበ ተገሊፁ።

በተን ዘበናዊ ትራክተራት ኣስታት 700 ሺሕ መናእሰይ ዕድል ስራሕ ብምፍጣር ተረባሕቲ ከምዝኾኑ ሓላፊ እቲ ቢሮ ድማ ማቲዮስ ሰቦቃ ተዛሪቦም።

ብመቅደስ ኣስፋውን ጥላሁን ይልማን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.