Fana: At a Speed of Life!

ባህላዊ መዝሐሊ ማይ “ኣልብሪክ” ኣብ ዓለም ለኸ ምድብ ምዝገባ ምልክት ንግዲ ምስክር ወረቐት ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባህላዊ መዝሐሊ ማይ ዝኾነ ውፅኢት ኢደ ጥበብ “ኣልብሪክ” ኣብ ዓለም ለኸ ምድብ ምልክት ንግዲ (ብራንድ) ምዝገባ ምስክር ወረቐት ምርካቡ ሓላፊት ቢሮ ባሕሊን ቱሪዝምን ክልል ቤኒሻንጉል ምስኪያ ኣብደላ ኣፍሊጠን፡፡

ነዚ ስዒቡ ድማ እተን ሓላፊት ንህዝቢ እቲ ክልል መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፈን።

ቢሮ ባሕሊን ቱሪዝምን ክልል ቤኒሻንጉል ምስ ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን ብምዃን÷ ን“ኣልብሪክ” ኣብ ዓለም ለኸ ምድብ ምልክት ንግዲ ኮይኑ ንኽምዝገብ ምስረሖም ተገሊፁ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.