Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ዘበን ብልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ዘህነፆ ዋና ቤት ዕዮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዘበን ብልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ዘህነፆ በዓል 36 ደብሪ ዋና ቤት ዕዮ ኣመሪቑ።

ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ማሞ ምህረቱን ኣቦ መንበር ቦርድ ባንኪ ዘበን ኤርሚያስ እሸቱን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣካላትን ተረኺቦም።

ኣይተ ኤርሚያስ፥ ዘበናዊ ቴክኖሎጂታት ብምጥቃም ንዓማዊሉ ቅልጡፍን ኣተኣማማኒን ኣገልግሎት ይህብ ከምዘሎ ተዛሪቦም።

ሓፈሻዊ ሃፍቲ እቲ ባንኪ 40 ቢሊየን ብር ምብፅሑ አወን ሓቢሮም።

እቲ ባንኪ ኣብዚ ሐዚ እዋን 100 ጨንፈራትን 35 ቢሊየን ተቐማጢ ሰልዲን ከምዘለዎ ተሓቢሩ።

ብመላኩ ገድፍ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.