Fana: At a Speed of Life!

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስራሕቲ ምኽባር ሰብኣዊ መሰል ተጠናኺሮም ንክቕፅሉ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ዴሞክራሲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስራሕቲ ምኽባር ሰብኣዊ መሰል ተጠናኺሮም ንክቕፅሉ ኣተሓሳሲቡ።

እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ኣብ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዱ።

ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ዴሞክራሲ እውነቱ አለነ፥  እቲ ኮሚሽን ኣብ ትምህርቲን ምፍጣር ግንዛበን ሰብኣዊ መሰል ጠመተ ነክገበር ኣተሓሳሲቦም።

ብተወሳኺ ኣብ ዜጋታት ዝረኣዩ ግህሰት ሰብኣዊ መሰል ምክልኻል ትፅቢት ይግበረሉ ኢሎም።

እቲ ኮሚሽን ስራሕቲ ብዝበለፀ ተበፃሒ ንክኾኑ ምስ ሜራኸብቲ ሓፋሽ ብሓባር ክሰርሕ ከምዘለዎ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.