Fana: At a Speed of Life!

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብኹሎም ዓውዲታት ዝግበር ምትሕብባር ተጠናኺሩ ንክቕፅል ፀዊዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብኹሎም ዓውዲታት ዘግበር ምትሕብባር ተጠናኺሩ ንክቕፅል ፃውዒት ኣቕሪቡ።

እቲ ባይቶ፥ ምጅማር ምፍልፋል ሓይሊ ካልኣይ ተርባይን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ አመሓላሊፉ።

ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ናይ ኩሎም ኢትዮጵያዊያን ኣሰር ዝዓረፈሉ፣ ልዑል ገንዘበን መስዋእቲነትን ዝተኸፈለሉ ዓብዪ ሃገራዊ ውፅኢት ከምዝኾነ ኣዘኻኺሩ።

ተሳትፎ ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ዝዓረፎ ስለዝኾነ ዘበን ተሳጋሪ ቅርሲ ኢዩ ኢሉ።

ብኹሎም ዓውዲታት ዝግበር ምትሕብባር ተጠናኺሩ ንክቕፅል ፀዊዑ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.