Fana: At a Speed of Life!

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ስሩዕ ኣኼብኡ ከሳልጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሬኢ ፅባሕ መበል 13 ስሩዕ ኣኼብኡ ከሳልጥ ኢዩ።

እቲ ባይቶ፥  “ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት)” ን “ሸኔ”ን ብሽብርተኝነት ንክስየሙ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዘቕረቦ ዉሳነ ሓሳብ መርሚሩ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ

ብተወሳኺ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት መናእሰይ፣ ደቂኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳያትን  ኣዋጅ ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ዓዲ ቁፅሪ 923/2008ን ንምምሕያሽ ዘቕረቦ ረቂቕ ኣዋጅ መርሚሩ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ ክብል እቲ ቤት ምኽሪ ገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.