Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ።

እቲ ቤት ምኽሪ ንክልተ መዓልታት ጉአባኤኡ ከሳልጥ ኢዩ።

ኣብ ፃንሒቱ ኣብ ዝትፈላለዩ ኣጀንዳታት ድሕሪ ምዝታይ ዝተፈላለዩ ሹመታት ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ካብ ኮሙኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረደእ።

ፎቶ ብተስፋዬ ምሬሳ

 

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.