Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ።

ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣወል ኣርባ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ መንግስቲ ዓመተ 2014 ነቲ ቤት ምኽሪ የቕርቡ ኣለዉ።

እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ጠሚቱ ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልታት ጉባኤኡ ከሳልጥ ኢዩ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.