Fana: At a Speed of Life!

ብም/ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ኢንዱስትሪ መፍረዪ ኣውቶሞቲቭ ቢሸፍቱ ዑደት ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ዝተመርሐ ልኡኽ መንግስቲ ኣብ ኢንዱስትሪ መፍረዪ ኣውቶሞቲቭ ቢሸፍቱ ዑደት ኣካይዱ።

ኣብቲ ዑደት፥ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል፣ ሚኒስተር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዓለሙ ስሜ (ዶ/ር)፣ ናይ ኢትዮ-ኢንጂነሪንግ ግሩፕ ዋና ኣስፈጻሚ ስራሕ ኣምባሳደር ሱሌማን ደደፎ ሓወሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተረኺቦም።

“ኢትዮ-ኢንጂነሪንግ ከበይ ናበይ? ” ብዝብል ርእሲ ዝተሰናደአ ፅሑፍ ብምቕራብ ልዝብ ተገይሩ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.