Fana: At a Speed of Life!

ብር 2 ቢሊየን ዝኸውን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባን ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ እቲ በጀት ዓመት ብር 1 ቢሊየን 988 ሚሊየን 214 ሺሕን 981 ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባን ከምዝተትሓዙ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ፡፡

ካብ ሞንጎ እዚኣቶም ብር 1 ቢሊየን 608 ሚሊየን 582 ሺሕን 897 ዝግመቱ ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ኣቑሑት ኮንትሮባንድን ዘይሕጋዊ ገንዘብን እንትኾኑ፥ ብር 379 ሚሊየን 632 ሺሕን 84 ዝግመቱ ድማ ካብ ሃገር ክወፅኡ ክብሉ ዝተትሓዙ ኣቑሑት ኮንትሮባንድን ዘይሕጋዊ ገንዘብን ኢዮም፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.