Fana: At a Speed of Life!

ብኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝምራሕ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ከተማ በርበራ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝምራሕ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ሶማሌላንድ፣ ከተማ በርበራ ኣቲዩ።

እቲ ጉጅለ ልኡኽ  ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ሓዊሱ ሚኒስተር ትራንስፖርት ዳግማዊ ሞገስን ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድን ዘካተተ ኢዩ።

እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ሶማሌላንድ እንትበፅሑ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሙሳ ቢሂናን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ መነግስቲን ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

ሎሚ ኣብ ዝምረቕ ወደብ ኮሪደር በርበራ ንምስታፍ ዓሊሙ እቲ ጉጅለ ልኡኽ ናብታ ሃገር ከምዝኸደ ካብ መራኸቢ ሓፋሽ ክልል ሶማሌ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.