Fana: At a Speed of Life!

ብኣፀጋሚ ኩነታት ብምሕላፍ ውፅኢታዊ ስራሕቲ ንዝዓመማ ደቂ ኣኒስቲዮ ሰብ ሞያ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣፍልጦ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መራኸብቲ ሓፋኝ ኢትዮጵያ ብኣፀጋሚ ኩነታት ብምሕላፍ ውፅኢታዊ ስራሕቲ ንዝዓመማ ደቂ ኣኒስቲዮ ሰብ ሞያ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣፍልጦ ሂቡ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸባ ሚኒስትር ዴኤታ ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣለሚቱ ኡሙድ፥ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ዓውዲ መራኸቢ ሓፋሽ ዘለወን ተሳትፎ እናተመሓየሸ ምምፅኡ ሓቢረን።

ይኹን እንበር ዘይተመልኡ ቀፀልቲ ስራሕቲ ስለ ዘለዉ እቲ ሚኒስቴር ናይ ምትብባዕን ምድጋፍን ግዴትኡ ክዋፃእ ኢዩ ኢለን።

ብይስማው ኣደራው

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.