Fana: At a Speed of Life!

ብግምባር ማይፀብሪ ናብ ጭናን ጫንቅን ዝኣተወ ሓይሊ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተደምሲሱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግምባር ማይፀብሪ ናብ ጭናን ጫንቅን ዝኣተወ ሓይሊ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ከምዝተደምሰሰ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ሰራዊት ምክልኻል እቲ ግምባር ገሊፆም።

በቲ ከባቢ ኣትዩ ዝነበረ እቲ ሓይሊ ብዝተዋደደ መጥቃዕቲ ሰራዊት ምክልኻል ከምዝተደምሰሰ ገሊፆም።

እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ቁሳዊን ሰብኣዊን ክሳራ ከምዘጋጠሞ እውን ተሓቢሩ።

ሕዚ እውን ዝተበታተነ ሓይሊ ፀላኢ ናይ ምህዳን ስራሕ እናተሰርሐ ከምዝኾነ እቶም ኣመራርሓታት ምግለፆም ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.