Fana: At a Speed of Life!

ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ወለጋ ኣቀባብላ ተገይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ወለጋ ን4 ሺሕን 103 ተምሃሮ ኣቀባብላ ገይሩ።

ማሕበረሰብ እቲ ከባቢ፣ ምምሕዳር ከተማ ወለጋ፣ ኣባ ገዳታትን ኣቦታት ሃይማኖትን ብሓባር ነቶም ተምሃሮ ኣቀባብላ ገይሮምሎም፡፡

ካብ 28 ክሳብ 30 መዓልቲ 2013 ዓ.ም ዝተገበረ ኣቀባብላ ብፅቡቕ ኩነታት ከምዝተዛዘመ፥ ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ዶክተር ሓሰን ዩሱፍ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ተዛሪቦም፡፡

ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት እታ ሃገር ዝተውፃፅኡ ተምሃሮ ባህሊ ምክእኣልን ሓድነትን ከጠናኽሩ ኣለዎም ዝበሉ ዶክተር ሓሰን፥ ኣብ ካምፓሳት ጊምቢን ሻምፑን እውን ብተመሳሳሊ እናተኻየደ ይርከብ፡፡

ብኤፍሬም መልካሙ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.