Fana: At a Speed of Life!

ተርሚናል 1 ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተርሚናል 1 በረራ ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ህንፀት ምምሕያሹ ብምዝዛም ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ።

እቲ ህንፀት ብቻይና ኩባንያ ኮሙኒኬሽን ኮንስትራክሽን  (ሲሲሲሲ) እቲ ተኻይዱ።

ተርሚናል ሓደ፥ ኣብ 16 ሺሕን 689 ካሬ ሜትሮ ስፍሓት ዝዓረፈ ከምዝኾነ ካብቲ ህንፀት ተቛራፂ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.