Fana: At a Speed of Life!

ተተካእቲ ኣፍረይቲ ንምፍራይ ኣብ ጥዕና መናእሰይ ትኩረት ከምትገብር ተገለፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥዑይን ኣፍራዪን ተተካእቲ ንምፍራይ ኣብ ጥዕና ሰገናትን መናእሰይን ብዕቱብ ከምዝስራሕ ተገሊፁ።

ኣብ ዘፈር ጥዕና ትኹረት ዝገበረ ዓመታዊ ኮንፈረንስ ሰገናትን መናእሰይን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ፡፡

ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ መኽፈቲ እቲ ኮንፈረንስ ኣብ ዝገበረኦ መደረ÷ መናእሰይ ናይ ፅባሕ ተረከብቲ ሃገር ስለዝኾኑ ጥዑያትን ብቑዓትን ክኾኑ ከምዝግባእ ገሊፀን፡፡

ሚኒስቴር ጥዕና እውን ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምውዳድ ኣብ ምድንፋዕ ጥዕና ሰገናትን መናእሰይን ብዕቱብ እናተሰርሐ ከምዝኾ ተዛሪበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.