Fana: At a Speed of Life!

ታሪኻዊት ከተማ ደሴን ኮሪደር ንግድን ኢንዱስትሪን ዝኾነት ከተማ ኮምቦልቻን ብጥምረት ሓይሊታት ፀፅታ ናፃ ወፂአን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ታሪኻዊት ከተማ ደሴን ኮሪደር ንግድን ኢንዱስትሪን ዝኾነት ከተማ ኮምቦልቻን ብጥምረት ጀጋኑ ሓይሊታት ፀፅታ ናፃ ወፂአን።

ብኽቡር ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተመርሐ ጥምረት ሓይልታት ፀፅታ ኢትዮጵያ ካብ ከተማታት ደሴን ኮምቦልቻን ብተወሳኺ ኣብ ግምባር ምብራቕ ንባቲ፣ ቀርሳ፣ ገርባንን ደጋንን ናፃ ዘውፀአ እንትኸውን፥ ብግምባር ሃርቡ ድማ ንወረዳ ቃሉ ሙሉእ ብሙሉእ ተቖፃፂሩ።

ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.