Fana: At a Speed of Life!

ቴክኖሎጂ ስፔስ ብምጥቃም ውፅኢታውነት እቶት ሕርሻ ንምስሳን ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲቲዩት ስፔስ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ቴክኖሎጂ ስፔስ ብምጥቃም ውፅኢታውነት እቶት ሕርሻ ንምስሳን ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ።

እቲ ስምምዕነት ሰነድ ሓበሬታ ሳተላይት ብምጥቃም ግብርና ንምዝማን፣ ኣብ ቅድመ ትንበያ ኩነታት ኣየር ከምኡውን ዓቕሚ ሰብ ሞያ ምጉልባት ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ።

ኣብቲ እዋን ስምምዕነት ኣብ ውሽጢ 15 መዓልታት ጉጅለ ተጣይሹ ናብ ተግባር ከምዝእቶ ተገሊፁ።

ካብቲ ስምምዕነት ብዝዘለለ ብቕልጡፍ ናብ ተግባር ብምእታው ግብርና ምዝማን ከምዝግባእ ናይ ሓባር ስምምዕነት ከምዝተፈጠረ ካብቲ ኢንስቲትዩት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.