Fana: At a Speed of Life!

“ትሕዝቶ ልዕልነት ሕጊን ክብሪ ዜጋታትን ኣብ ከይዲ ለውጢ ኢትዮጵያ” ብዝብል ርእሱ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)“ትሕዝቶ ልዕልነት ሕጊን ክብሪ ዜጋታትን ኣብ ከይዲ ለውጢ ኢትዮጵያ” ብዝብል ርእሱ መድረኽ ዘተ እናተኻየደ ምዃኑ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ።

እቲ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስቴር ሰላም ምስ ትካል መፅናዕቲ ድሕንነት ብምትሕብባር ዘዳለዉዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ሚኒስቴር ሰላም ኣይተ ኣሕመድ ሰይድ፥ እቲ ፓነል ዘተ ሚኒሰስቴር ሰላም ብሕጊ ካብ ሞንጎ ዝተውሃቡዎ ልኡኽቶታት ሓደ ዝኾነ ዜጋ ተኮር ልዕልነት ሕጊን ዴሞክራሲን ንምስራፅ ካብ ዝጥቀመሎም ሜላታት እቲ ቀንዲ ከምዝኾነ ገሊፆም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.