Fana: At a Speed of Life!

ትምህርቲ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ስሩዕን ዘይስሩዕን ሰርዓታት ትምህርቲ ምክታት ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትምህርቲ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ስሩዕን ዘይስሩዕን ሰርዓታት ትምህርቲ ምክታት ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ።

እቲ ስምምዕነት፥ ሚኒስቴር ትምህርቲን ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ብሓባር ዝኸተምዎ ኢዩ።

ሚኒስትር ትምህርቲ ፕ/ር ብርሃኑን ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ዶክተር ዳንኤል በቀለ ክታሞም ከምዘንበርሉ ተሓቢሩ።

ዕላማ እቲ ስምምዕነት፥ ክልቲአን ትካላት ዘለወን ናይ ሓባር ስምምዐነት ንምውፃአን ክብሪታት ሰብኣዊ መሰላት ናብ ማሕበረሰብ ንምስራፅን ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ስለዝኾነ ኣብያተ ትምህርቲ ኣብ ስሩዕን ዘይስሩዕን ሰርዓታት ትምህርቲ ብምክታት ተበፃሒ ንምግባር  ዘኽእል ስምምዕነት ተገይሩ።

ሰብኣዊ መሰላት ብዝምልከት ኣብ ሕብረተሰብ ግንዛበ ንምፍጣር ዝሕግዝ ከምዝኾነ እውን ተሓቢሩ።

ብይስማው ኣደራው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.