Fana: At a Speed of Life!

ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንዝሕወሱ መናእሰይ ድሬዳዋ ምፍናው ተይሩሎም

 

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንዝሕወሱ መናእሰይ ድሬዳዋ ምፍናው ተይሩሎም።

ተግባር ምፍራስ ሃገር ኣሸባሪ ህወሓት ንምክልኻልን ንምምካንን ንሃገረይ ክወፍር ኢየ ብምባል ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንምሕዋስ ዝወሰኑ መናእሰይ ድሬዳዋ ኢዮም ምፍነው ተይሩሎም።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምፍናው ምክትል ከንቲባ እታ ከተማ ኣይተ ከድር ጅሀርን ካልኦት ኣጋይሽን ከምዝተረኸቡ ካብ ናይ ድሬደዋ ፖሊስ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.