Fana: At a Speed of Life!

ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ዝቐርብ ቡን ኣብ ውሽጢ ሃገር ብሸርፊ ወፃኢ ንምሻጥ ዘኽእል ረቂቕ መምርሒ ወፂኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ዝቐርብ ቡን ኣብ ውሽጢ ሃገር ብሸርፊ ወፃኢ ንምሻጥ ዘኽእል ረቂቕ መምርሒ ኣፈፃፅማ ከምዝወፅአ በዓል መዚ ቡንን ሻሂን፡፡

እቲ ረቂቕ መምርሒ ንተወሳኺ እታወት ዕላዊ ተገይሩ ዘሎ÷ ብመሰረት ኣዋጅ ቁፅሪ 1051/2009 ዓንቀጽ 24 ንኡስ ዓንቀጽ 2 ቁፅፅር ፅሬትን ዕድጊትን ቡን ዝተውሃቦ ስልጣን ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡

ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 15 መዓልቲታት መዳርግቲ ኣካላት ተመልኪቶም ርኢቶ ክህቡሉ ከምዝተሓተቱ ካብቲ በዓል መዚ ዝረኸብና ሀበሬታ የረድእ፡፡።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.