Fana: At a Speed of Life!

ናይ ምድግጋፍን ምትሕብባርን ባህሊና ኣጠናኺርና ህልውና ሃገርና ክንሕሉ ኣለና-ዶ/ር ሂሩት ካሳው

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ጳጉሜን ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያውያን ናይ ምድግጋፍን ምትሕብባርን ባህሊና ኣጠናኺርና ህልውና ሃገርና ክንሕሉ ኣለና ክብላ ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝምን ዶ/ር ሂሩት ካሳው ተዛሪበን።

ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን እቲ ሚኒስቴርን ተፀዋዕቲ ትካላትንኣብ ዓፋር ሓምለዋይ ኣሰር 2013 ዓ.ምን ናይ ክረምቲ ወለንተናዊ ተግባርን መዛዘሚ ኣካይዶም።

ብተወሳኺ ኣብታ ከተማ ዝርከቡ ዓቕሚ ንዘይብሎም ወገናት ሕድሳት መንበሪ ኣጀሚሮም።

ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝምን ዶ/ር ሂሩት ካሳው ኣብቲ እዋን ከምዝበልኡ፥ ናይ ምድግጋፍን ምትሕብባርን ባህሊና ኣጠናኺርና ህልውና ሃገርና ክንሕሉ ኣለና።

እቶም ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ንዝገበርዎ ደገፍ ድማ ኣመስጊነን ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.