Fana: At a Speed of Life!

ናይ ኢትዮጵያ ቡና ንመፈለምታ እዋን 1 ቢሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ተረኺቡሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኢትዮጵያ ቡና ንመፈለምታ እዋን 1 ቢሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ተረኺቡሉ።

ሚኒስትር ግብርና ፌዴሪኢ ኡመር ሁሴን በቲ ታሪካዊ ዓወት እንኳዕ ደስ በለኩም ኢሎም።

ፍሪያት ቡና ኢትዮጵያ ንዕዳጋ ዓለም ካብ እተቕርቦም ፍሪያታት ግብርና ብቐዳምነት ዝርቋሕ ኢዩ።

እዛ ሃገር ብፍላይ ናብ ቻይና እትልእኾ ፍሪያት ቡና ብልዑል መጠን ወሲኹ ኢዩ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.