Fana: At a Speed of Life!

ናይ ዝኾነ ይኹን ሃገር ኢድና ዝጥምዝዝ ባዕዳዊ ሓሳብ ከይተቐበልና ብልፅግናና ዕላዊ ክንገብር ኢና-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ዝኾነ ይኹን ሃገር ኢድና ዝጥምዝዝ ባዕዳዊ ሓሳብ ከይተቐበልና ብልፅግናና ዕላዊ ክንገብር ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ናይ ሰመራ ኢንዱስትሪ ፓርክ  መሪቖም ከፊቶም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ ስነ ስርዓ ከምዝበልዎ፥ ኢትጵያዊነት ማለት ነፃነትን ክብርን ኢዩ።

ንሕና ኢትዮጵያውያን ብባዕዳውያን ዘይተገዛእናን ዘይንግዛእን ህዝብታት ኢና ኢሎም።

ካብ ሰመራ ኢንደስትሪያል ፓርክ ብተወሳኺ ኣብ ኩሎም ሜጋ ፕሮጀክቲታት ሪቫን እናቖረፅና  ንዓለም ኢትዮጵያዊነት ማለት ነፃነትን ክብርን ምዃኑ ክነረጋግፅ ኢና ኢሎም።

ብኣላዛር ታደለ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.