Fana: At a Speed of Life!

ኔትዎርክ ሞያዊያን ደቂ ኣኒስቲዮ ፋይናንስ ኢትዮጵያ ብዕሊ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኔትዎርክ ሞያዊያን ደቂ ኣኒስቲዮ ፋይናንስ ኢትዮጵያ(ኒውፊን) ብዕሊ ተጣይሹ።

እቲ ኔትዎርክ፥ ተረባሕነት ፋይናንስ ደቂ ኣኒስቲዮ ክብ ዘብል ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ብምትሕብባር ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ዝተጣየሸ ኢዩ ተባሂሉ።

ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ከይዲ ዕብየት ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ናይ ባዕለን ብፅሒት ንከበርክታ ዘኽእል ምቹእ ምህዳር ንምፍጣር ዝዓለመ ከምዝኾነ እውን ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.