Fana: At a Speed of Life!

ንልኡኽ ዓቃቢ ሰላም ናብ ደቡብ ሱዳን ንዝዋፈሩ ላዕለዎት መኮንናት ስነ ስርዓት ምፍናው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንልኡኽ ዓቃቢ ሰላም ውድብ ሕቡራት መንግስታት ናብ ደቡብ ሱዳን ንዝዋፈሩ ላዕለዎት መኮንናት ፖሊስ ኢትዮጵያ ስነ ስርዓት ምፍናው ተገይሩ።

ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል፥ ሰራዊት ፖሊስ ኢትዮጵያ ብስነምግባሩን ወተሃደራዊ ዓቕሙን ኣብ ዓለም ለኸ ትካላት ተደላዪን ተመራፅን ኢዩ ኢሎም።

እቶም መኮንናት ፖሊስ ኣብ ምውፋሮም ፖሊስ ኢትዮጵያ ሐዚ ዘለሉ ብርኪ ዘርእይ ዝለዓለ ስነስርዓትን ፖሊሳዊ ሙያን ከርእዩ ከምዝግባእ ምግላፆም ኣብ ፖሊስ ፌዴራል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.