Fana: At a Speed of Life!

ንምትእኽኻብ መፃሕፍቲ ኣብረሆት ምድላው ሙዚቃን ኪነ ጥበብን ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንምትእኽኻብ መፃሕፍቲ ኣብረሆት ምድላው ሙዚቃን ኪነ ጥበብን ክሳለጥ ኢዩ።

ሓላፊ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብረሆት ኣይተ መስፍን ገዛኸኝ፥ እቲ መርሃ ግብሪ ብምትሕብባር ግራዝማች ኢንተርቴይመንት አስተባባሪነት ከምዝካየድ ገሊፆም።

4 ሚሊየን መፃሕፍቲ ንምትእኽኻብ ዘኽእል ዓብዪ ዕድል ከምዝኾነ ድማ ተዛሪቦም።

እቲ መርሃ ግብሪ 5 ሰነ 2014 ዓ.ም ዝካየድ እንትኸውን፥ መእተዊ ዋጋ ንሓደ ሰብ ክልተ መፃሕፍቲ ከምዝኾነ ግዜኢ ፀብፂቡ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.