Fana: At a Speed of Life!

ንምኽባር ልኡላውነት ሃገርን ምርግጋፅ ዘላቒ ሰላምን ኣድላዪ መስዋእቲ ንምኽፋል ድልዋት ኢና-ኣባላት ሰራዊት

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንምኽባር ልኡላውነት ሃገርን ምርግጋፅ ዘላቒ ሰላምን ኣድላዪ መስዋእቲ ንምኽፋል ድልዋት ኢና ክብሉ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ገሊፆም።

መበል 116 መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር፥ “ብዝተፈተነ ቁፅሪ ዝፀንዕ ሰራዊት ዓወት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ተኸቢሩ።

ኣብቲ ስነስርዓት ዝተረኸቡ ኣባላት ሰራዊት ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ንሕና ከም ኣቦታትና ንምኽባር ልኡላውነት ሃገርን ምርግጋፅ ዘላቒ ሰላምን ኣድላዪ መስዋእቲ ንምኽፋል ድልዋት ኢና ክብሉ ገሊፆም።

ንሕገመንግስቲ ተኣመንትቲ ብምዃን ካብ ባዕልትና ንሃገርን ህዝብን ብምቕዳም መስዋእቲ ንምኽፋል ንድሕሪት ኣይንብልን ኢሎም።

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ውግንንኡ ንህዝብን ሃገርን ከምዝኾነ ገሊፆም።

ብመላኩ ገድፍ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.