Fana: At a Speed of Life!

ንኣወዳድባ ክልል ዝተውሃበ ጠመተ መርኣያ ሕቶ ህዝቢ ናይ ምምላስ ቁርፀኝነት ኢዩ- ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልፅግና ፓርቲ ንኣወዳድባ ክልል ዝሃቦ ጠመተ መርኣያ ሕቶ ህዝቢ ናይ ምምላስ ቁርፀኝነት ኢዩ ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ወድብ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም።

ኣብ መርሃ ግብሪ ምስረታን ምምስጋንን ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ  ዝተረኸቡ ኣይተ ኣደም፥ ምምስራት እቲ ክልል ንዝፀንሐ ሕቶ ህዝቢ ምላሽ ዝሃበ ኢዩ ኢሎም።

ብልፅግና ፓርቲ ንኣወዳድባ ክልል ዝሃቦ ጠመተ መርኣያ ሕቶ ህዝቢ ናይ ምምላስ ቁርፀኝነት ኢዩ ክብሉ ገሊፆም።

ነዚ ድማ ሕቶ ኣወዳድባ ክልል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ ንምምላስ ዝተገበረ ፃዕሪ ዝተረኸበ ውፅኢት ተጠቃሲ ኢዩ ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.