Fana: At a Speed of Life!

ንጎረባብቲ ሃገራት ካብ ዝቐረበ ሽይጣት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ልዕሊ 32 ሚሊየን ዶላር እቶት ከምዝረኸበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንጎረባብቲ ሃገራት ካብ ዝቐረበ ሽይጣት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ልዕሊ 32 ሚሊየን ዶላር እቶት ከምዝረኸበ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ገሊፁ።

ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣይተ ሞገስ መኮንን፥ ኣብ ዝሓለፉ 5 ኣዋርሕ ንሱዳንን ጂቡቲን ካብ ዝቐረበ ሓይሊ ኤሌክትሪክ 32 ነጥቢ 61 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ሸርፊ ወፃኢ ከምዝተረኸበ ሓቢሮም።

ንክልቲአን ሃገራት ብሓፈሻ ልዕሊ 580 ሚሊየን ኪሎ ዋት ሰዓት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣቕርቦት ከምዝተገበረ ገሊፆም።

ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ኬኒያ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምቕራብ ብመሰረት ዝተገበረ ስምምዕነት ምቅራብ ከምዝተጀመረ ተዛሪቦም ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.